ቻርጅ ዲ’ኣፍየርስ እንግሊዝ ኣብ ኣስመራ ዳግማይ ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተጸዊዑ
ኣንጻር ቀጻሊ ናይ ሓሶት ክስታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ብመንግስቲ ኢንግሊዝ ኣብ
ሓሶት ተመርኪሱ ንዝህቦ ዘሎ መግለጽታት መብርሂ ክህበሉ ተሪር መልእኽቲ ተዋሂብዎ።
መንግስቲ ኢንግሊዝ ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመት እቲ ብብይን ኮምሽን ዶብ ዝተዋህበ
ውሳኔ ነጺጉ ኣብ መሬት ኤርትራ ተኮይጡ ኮፍ ዝበለ ከዳሚ ስርዓት ጃንዳ ወያኔ ክኩንን ተራእዩ ኣይፈልጥን።