Merat Hanti Mealti

መርዓ ሓንቲ መዓልቲ

ንልቦና
“ንነብስኻ ምስ ካልኦት ሰባት ኣይተወዳድር። እዚ እንተ ገይርካ፡ ንነብስኻ ኢኻ ትጸርፍ
ዘለኻ” – ቢልጌትስ
“ምስጢር ናይ ለውጢ፡ ምሉእ ሓይልኻ ኣብ ቃልሲ ናይ ዝሓለፈ ዘይኮነስ፡ ኣብ ምህናጽ
ሓድሽ ነገር ምስ እተውዕሎ እዩ።” – ሶቅራጦስ
“ዘይክኣል ነገር ክትጭብጥ እንተደሊኻ፡ ዘይሕሰብ ክትሓስብ ኣለካ።” – ሰቲብን ኣቲንክሰን
“ትዛረብ እንተሃሊኻ፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ትፈልጦ ጥራይ ኢኻ ትደግም። ትሰምዕ እንተሊኻ
ግን፡ ሓድሽ ነገር ክትመሃር ኢኻ።” – ደላይ ላማ
“ናይ ዕዉታት ሰባት ታሪኽ እንተ ኣንቢብካ፡ መልእኽቲ ጥራይ ኢኻ ትቕበል። ናይ
ዝወደቑ ሰባት ታሪኽ እንተ ኣንቢብካ ግን፡ ከመይ ኢልካ ከም እትዕወት ሓሳባት ትረክብ
ኢኻ።” – ዓብደል-ከላም
“ሕጉስ ሂወት ክትመርሕ እንተ ደሊኻ፡ ምስ ነገራት ወይ ምስ ሰባት ዘይኮነ ምስ ዕላማኻ
ተኣሳሰር።” – ኣልበርት ኣንስታይን
“ዕድላት ልክዕ ከም ጸሓይ በርቂ እዮም። ግዜ እንተ ወሲድካ ኣይትረኽቦምን።” – ዊልያን
ኣርቱር