Blog

🇪🇷 ሄኖክ ምሉብርሃን መጥባሕቲ ኣብ ቤልጅዩም ገይሩ

ሄኖክ ምሉብርሃን መጥባሕቲ ኣብ ቤልጅዩም ገይሩ! ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉብርሃን ድሕሪ ካብ ዙር ኣሉ-ዑላ ብመውደቕቲ ምእላዩ፣ ሎሚ ዕዉት ዝኾነ መጥባሕቲ ኣብ ጸጋማይ ሓላቕምቱ ኣካይዱ ኣሎ። ንሓዳስ ክለቡ ኣስታና ካዛኺስታን ኣብ 2024 …

🇪🇷 ሄኖክ ምሉብርሃን መጥባሕቲ ኣብ ቤልጅዩም ገይሩ Read More

ሚኒስተር ምክልኻል ኢጣልያ

“ሚኒስተር ምክልካል ኢጣሊያ – ኤርትራ ንምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንትጻዎቶ ዘላ ተራ ክንድግፍ ድልዋት ኢና ኢሉ” ************************* ኩቡር ፕረዚደት ኢሰያስ ኣፍወርቂ መቀጸልታ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኢጣሊያ ኣብ ማዕርነትን ምክብባርን …

ሚኒስተር ምክልኻል ኢጣልያ Read More

ዘይዝውቱራት ስርዓተ ኣመጋግባ

ኣገባብ ኣመጋግባና፡ ክብርታትን ባህልን እነላልየሉ እዩ። ንኣብነት፡ ኣብ ሃገርና፡ ቅድምን ድሕሪን መኣዲ ምምጋብና፡ እቲ ብዕድመ ዝነኣሰ ኢድ ከሕጽብ ክንርኢ ልሙድ እዩ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ዓበይቲ ዘለና ኣኽብሮት የንጸባርቕ። ብዘይካ’ዚ፡ …

ዘይዝውቱራት ስርዓተ ኣመጋግባ Read More
Kenya bomb fire

ኬንያ – ነትጒ ጋዝ ጒድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ኬንያ ርእሰ-ከተማ ናይሮቢ፡ ኣብ ናይ ሓደ ፋብሪካ መምልኢ ጋዝ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነትጒ – ሰባውን ንዋታውን ክሳራታት ከምዝወረደ ተሓቢሩ። በቲ ሓደጋ፡ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ኣብ 2050፡ ብደረጃ ዓለም ቊጽሪ “ሕማም …

ኬንያ – ነትጒ ጋዝ ጒድኣት ኣውሪዱ Read More
ኣመሪካ

ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ክፍጸም ምውሳኑ…

መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ወተሃደራዊ ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ክፍጸም ምውሳኑ – ማዕከናት ዜና ዝሓለፈ ዓርቢ ኣቃሊሐን። እቲ ስጉምቲ፡ መልሰ-ግብሪ ናይ’ቲ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝርከብ …

ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ክፍጸም ምውሳኑ… Read More

ኣመሪካ፡ ንቻይና ዘጸልሙ ጋዜጠኛታት ትምልምል ኣላ

ኣመሪካ፡ ብዛዕባ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና፡ ዝተሰንዑ ናይ ሓሶት ዜናታትን፡ ጽሑፋትን ብምዝርጋሕ ጸለመታት ዝነዝሑ ጋዜጠኛታት ክትምልምል ምጽናሓ በይጂንግ ከሲሳ። ንቻይና ዘጸልሙን ዘካፍኡን፡ ብጥበብ ዝተሰንዑ ዜናታት ይፍነዉ ከምዘለዉ ዝገልጽ መንግስቲ ህ.ሪ.ቻይና፡ ኣመሪካ …

ኣመሪካ፡ ንቻይና ዘጸልሙ ጋዜጠኛታት ትምልምል ኣላ Read More

ኣመሪካ፡ ንቻይና ዘጸልሙ ጋዜጠኛታት ትምልምል ኣላ

ኣመሪካ፡ ብዛዕባ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና፡ ዝተሰንዑ ናይ ሓሶት ዜናታትን፡ ጽሑፋትን ብምዝርጋሕ ጸለመታት ዝነዝሑ ጋዜጠኛታት ክትምልምል ምጽናሓ በይጂንግ ከሲሳ። ንቻይና ዘጸልሙን ዘካፍኡን፡ ብጥበብ ዝተሰንዑ ዜናታት ይፍነዉ ከምዘለዉ ዝገልጽ መንግስቲ ህ.ሪ.ቻይና፡ ኣመሪካ …

ኣመሪካ፡ ንቻይና ዘጸልሙ ጋዜጠኛታት ትምልምል ኣላ Read More

ደ.ሪ.ኮንጎ – ብቐቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 11 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ደሞክራሳዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ብሰንኪ ዝተኸስተ ቀቢላዊ ግጭት፡ ብውሕዱ 11 ሰባት ከምእተቐትሉ፡ ካብ’ታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ሓቢሩ። እዚ ኣብ መንጎ ቴካን ያካን ዝተባሃሉ ቀቢላታት ዝተኸስተ ግጭት፡ ኣብታ ሃገር …

ደ.ሪ.ኮንጎ – ብቐቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 11 ሰባት ሞይቶም Read More